ወዲ ሃብታምን ወዲ ድኻን ትርጉም ዮናታን ብርሃነ ስነ-ልቦናዊት መጽሓፍ።ገለ ካብ መጽሓፍ ንሰባት ጽን ኢልካ ምስማዕ ተላምድ ንነብስኻ ካባኻ ዝበልሑ ሰባት ክበባ እቲ እተጽንዖ ኢኻ እትኸውን እሞ ብዙሕ ኣንብብ ካብተን ብሉጻት መጻሕፍቲ ሓንቲ ኢያ።

17,90